Warning: Creating default object from empty value in /home/ethiolyrics/public_html/wp-content/themes/muusico/framework/admin/ReduxCore/inc/class.redux_filesystem.php on line 29
ወዛመይ – EthioLyrics – Ethiopian Lyrics & Video

LYRIC

ወዛመይ ወዛመይ
ቁናነኣ ግርማ በይ ነይ
ወዛመይ ትቑም ነገርኪ ይገርመኒሎ
ወዛመይ ወዛመይ
ወዛመይ ጥዕምቲላዛ ለይትምኖ
ንዕነይዶ ዋልደይ ዝለላይ
ሓፍትኽን ደሚቓ ዓምቢባየ
ንዕነይ ዋልደይ ዘለላ(2x)
ከምዲላያ ትኹን ዲላያየ
ትኽእለሉ ኸሉ ከጥዕመላየ
ሓፍተይ ናተይ ዎለላ(2x)
ጥዑም ኣበባ ጥዑም ኣበባ
ጥዑም ድባባ ጥዑም ድባባ
ኹሉ ‘ጥዕመላ ሓፍተይ ዎለላይ
ኹሉ ‘ጥዕመላ ሓፍተይ ዎለላይ
የለን የለን ከማኽስ የለን የለን
የለን የለን ከማኽስ የለን የለን
የለን የለን ከማኽስ የለን የለን
ዎለላይ ከማኽስ የለን የለን(2x)
ወዛመይ ወዛመይ
ቁናነኣ ግርማ በይ ነይ
ወዛመይ ትቑም ነገርኪ ይገርመኒሎ
ወዛመይ ወዛመይ
ወዛመይ ጥዕምቲላዛ ለይትምኖ
ንዕነይዶ ዋልደይ ዝለላይ
ሓፍትኽን ደሚቓ ዓምቢባየ
ንዕነይ ዋልደይ ዘለላ 2×
ከምዲላያ ትኹን ዲላያየ
ትኽእለሉ ኸሉ ከጥዕመላየ
ሓፍተይ ናተይ ዎለላ 2×
ጥዑም ኣበባ ጥዑም ኣበባ
ጥዑም ድባባ ጥዑም ድባባ
ኹሉ ‘ጥዕመላ ሓፍተይ ዎለላይ
ኹሉ ‘ጥዕመላ ሓፍተይ ዎለላይ
ዎርቂ ሕጻባ ዝወሰደክስ ተዓደለባ
ዎርቂ ሕጻባ ዝወሰደክስ ንገሪናባ
ዎርቂ ሕጻባ ዝወሰደክስ ተዓደለባ
ዎርቂ ሕጻባ ዝወሰደክስ ተዓደለባ
እማ ነይ ኣነስ እማ ‘ነይ
ተዓደለባ እማን እማ ነይ
ጥዑም ኣበባ ጥዑም ኣበባ
ጥዑም ድባባ ጥዑም ድባባ
ኹሉ ‘ጥዕመላ
ሓፍተይ ዕንበባ
ጋ’ለበይ ቀሺ ግርማየ
መጎጎ ‘ዲዳ ድራሮም ማየ
ጋ’ለበ ቐሺ ኣባዲ
መጎጎመጎጎ ‘ድኺ ቅበሪ
ኣታ ዎላየ ዎላይ
ተጻወቲዶ በላይ
ተጻወቲ ‘ተበልክኡዋስ
ተኣብየኒ ደየላየይ
ተኣብየኒ ደየላየይ
ተኣብየኒ ደየላየይ
ከምዲላይ ትኾኒይ ከምዲላይኪ
ከምዲላይ ትኾኒይ ተዓዲልኪ 4x
ጋ’ለበይ ቀሺ ግርማየ
መጎጎ ‘ዲዳ ድራሮም ማየ
ጋ’ለበ ቐሺ ኣባዲ
መጎጎመጎጎ ‘ድኺ ቅበሪ
ኣታ ዎላየ ዎላይ
ተጻወቲዶ በላይ
ተጻወቲ ‘ተበልክኡዋስ
ተኣብየኒ ደየላየይ
ተኣብየኒ ደየላየይ
ተኣብየኒ ደየላየይ 2x
ከምዲላይ ትኾኒይ ከምዲላይኪ
ከምዲላይ ትኾኒይ ተዓዲልኪ 4x
ጋ’ለበይ ቀሺ ግርማየ
መጎጎ ‘ዲዳ ድራሮም ማየ
ጋ’ለበ ቐሺ ኣባዲ
መጎጎመጎጎ ‘ድኺ ቅበሪ
ኣታ ዎላየ ዎላይ
ተጻወቲዶ በላይ
ተጻወቲ ‘ተበልክኡዋስ
ተኣብየኒ ደየላየይ
ተኣብየኒ ደየላየይ
ተኣብየኒ ደየላየይ
ከምዲላይ ትኾኒይ ከምዲላይኪ
ከምዲላይ ትኾኒይ ተዓዲልኪ 6×

Added by

Dibora Tadesse

SHARE

Comments are off this post

VIDEO